Tigrinya/ትግርኛ

ንዓለም ምስ ደቅኹም ብመልዕ ዛንታን ሓገዝ ናይ ስእሊ መጻሕፍትን ተላለይዋ

  • ዛንታ ምስማዕን ምዝንታውን
  • ምስ ሓጸርቲ መዝሙርን ደርፍታትን ምልላይ
  • ስእሊ መጽሓፍቲ ብሓባር ምርኣይ
  • ምጽዋትን ምሳልን ቅርጻ ቅርጽ ምቆምን
  • ምስ ቤት ንባብ ምልላይ

እዚ መደብ ንወለዲ ምስ ደቆም ካብ 2 ክሳብ 5  ዓመቶም ቆልዑ ይንልከት

ግዜ  90 ደቒቕ

መእተዊ ብነጻ

PBZ Leimbach 

ሰዓት 15:30–17:00

PBZ-Eventkalender

Wir verwenden Cookies, um mittels Google Analytics die Besuchszeiten, Häufigkeit und Seitenaufrufe unserer Website zu analysieren. Mit der Nutzung unserer Website erklären Sie sich mit der Verwendung von Cookies einverstanden.